ጽቡቕ ነገር

ወትሩ ሓደስቲ መጻሕፍቲ እትረኽብሉ ፕላትፎርም’ዩ።

ቅልጡፍ ኣገልግሎት ፖስታ

ካብ ቦታ ናብ ቦታ ይፈላለ’ኳ እንተኾነ ዝጠለብክሞ መጽሓፍ ኣብ ዉሑድ መዓልታት ይበጽሕ እዩ።

ኣከፋፍላ

ዘተኣማምን፥ ዉሑስን ስሉጥን ኣገልግሎት ኣለና።

ምጉዳል ዋጋ ዘለወን መጻሕፍቲ

ብ ሞርያና ዝተሓትማ መጻሕፍቲ

ንህይወትካ ክትቅይር እንተደሊኻ፡ ብኣተሓሳስባኻ ጀምር። ኣተሓሳስባኻ ክትቅይር እንተደሊኻ ክኣ መጽሓፍ ኣንብብ። ንባብ፡ እቲ ዝበለጸ ናይ ርእሰ-ምምሕያሽ መሳርሒ እዩ።

ኣብ ዝኾነ ዓውዲ ዕዉት ንምዃን፡ ፍልጠት ወሳኒ እዩ። እቲ ዝበለጸ ምንጪ ፍልጠት ክኣ መጽሓፍ እዩ። ነፍሲ ወከፍ እተንብቦ ገጽ፡ ኣብ ባንክ ናይ ኣእምሮኻ ተእትዎ ሃብቲ እዩ።

ተጠለብቲ መጻሕፍቲ